ጥዕና ቋንቋኹም እትዛረብ/ዝዛረብ ሓኪም ትደልዩ ኣለኹም፧ ኣብ ሓበሬታ መርበብ ናይ ኢንሹራንስ ሓኪም ማሕበር Westfalen-Lippe ዝተደለየ ቋንቋ ክትመርጹ ትኽእሉ ከምኡ'ውን ሓፈሻዊ ሓበሬታ ብዛዕባ ሓኻይም/ፍወሰኛታት ኣብ ከባብኹም ክትወሃቡ ኢኹም። ነንስትን ቆልዑትን ጐደሎ ዘለዎ ወይ ዘይተጻረየ መከላኸሊ ኢንሹራንስ ጥዕና እንተለዎም እቲ ቤትጽሕፈት ጥዕና ቆጸራ ምኽሪ ይህብ እዩ። ኣእምሮኣዊ-ማሕበራዊ ማእከል ስደተኛታት ኣብ ኣእሞራውያን ሸከማትን ሕማማትን ይመኽርን ይሕግዝን እዩ። ኣብዚ ሓበሬታታት ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ትረኽቡ። PrintShare onFacebookTwitter