ኣገልግሎት ምኽሪ ንስደተኛታት

Weltkulgel blau-weiß mit um sie herum laufenden schwarzen Schattenfiguren

ሕቶታት ብዛዕባ ዝካይድ ዘሎ ጉዳይ ዑቕባ ኣለውኹም ዶ፧ ኣብ ግላውያን ሽግራት ምኽሪ የድልየኩም፧ ንታሪኽ ስደት ዘለዎም ንውሕ ዝበለ ፍቓድ ጽንሓት ዘይብሎም ሰባት ንሕግዞምን ነሰንዮምን ኢና።
ሓፈሻዊ ኣንፈት ንህብ፣ ኣብ ቤትጽሕፈታውያን ጉዳያት ንሕግዝ ከምኡ'ውን ብዛዕባ ሕጋውያን ሕቶታት ዑቕባን ጽንሓትን ማሕበራውነትን ንሕብር።