ኣገልግሎት ምኽሪ ንዓበይቲ ስደተኛታት

Vater, Mutter, Junge und Mädchen lachen in die Kamera
© iStockphotos / monkeybusinessimages

ሕቶታት ብዛዕባ ስልጠናታት ጀርመንኛ፣ መዋእለ ሕጻናት፣ ቤት-ትምህርቲ፣ ሞያ፣ ስራሕ ወይ ጥዕና ኣለውኹም፧ ጨንፈር ኣገልግሎት ምኽሪ ንፈለስትን ስደተኛታትን ከምኡ'ውን ንንውሕ ዝበለ ግዜ ኣብ ጀርመን ዝነብሩን ስደተኛታት ብጽቡቕ ዕድል ጽንሓት ይሕግዞም።
ኣብዚ ሓፈሻዊ ሓበሬታ ብዛዕባ ጨናፍር ኣገልግሎት ምኽሪ ኣብቲ ዝምልከት ቦታ ትረኽቡ፥
እንተላይ ኦንላይን-ቀረብ ናይ ኣገልግሎት ምኽሪ ስደት ብጽሕዎ።
ን12 ክሳብ 27 ዘዕደሙ መንእሰያት ሰባት እቶም ዝስዕቡ ኣገልግሎታት ስደት መንእሰያት ተሓተትቲ እዮም፥