ሓገዝ ኣብ ምድላይ ስራሕን ሞያዊ ትምህርትን

Frau mit blauem Kopftuch und weißem Mantel links, junge Frau mit langen brauen Haaren in der Mitte, große Frau mit kurzen dunklen Locken rechts
© iStockphotos / Drazen_

ብዛዕባ ዓለም ስራሕ ኣብ ጀርመን ኣባና ዝያዳ ፍለጡ ኢኹም። ብቀዳምነት ኣየኖት ብቕዓታት፣ ክእለታት ከምኡ'ውን ተገዳስነታት ከምትማልኡ ብሓንሳብ ከነጻሪ። ብዝተረፈ ብዛዕባ ሞያውያን ኣማራጺታት ኣብ ጀርመን ንሕብረኩም። ምሳና ዝተፈላለዩ ትካላትን ሞያውያን ዓውድታትን ክትመሃሩ ኢኹም። ብዝተረፈ ኣብ ምድላይ ስራሕ ከምኡ'ውን ምምልካት ንሕግዘኩም ኢና፣ ከምኡ ድማ ብዛዕባ ምኽኣል ቋንቋ፣ ምእላይ ቆልዑት ወይ ቀጻሊ ትምህርቲ፡ መንገድታት ከነርእየኩም።