እቶም "Wegweiser (መሓበሪታት)" ብዛዕባ ሃይማኖታዊ ራዲካሊዝም፣ ብሕልፊ ብዛዕባ ጐነጽ ዘለዎ ሳላፊዝም ይሕብሩ። ብእኡ ዝተመልከቱን ስድራታቶም ውልቃዊ ምኽርን መሰነይታን ኢና ንህቦም። ብሓባር ናይ ፍትሕ ስትራተጂታት ንምድብ ከምኡ'ውን ሓድሽቲ ኣረኣእያታት ነርኢ።
Kontakt:
Wegweiser Dortmund
Multikulturelles Forum e.V.
Friedensplatz 7
44135 Dortmund
Tel.: 0231 53214614
info@wegweiser-dortmund.de